ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣስተርእዮታ ዓመታዊ በዓልና ተኻፈልቲ ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም
ናብ ምእመናንን ህዝበ ክርስቲያንን ብሩኽ በዓል ልደት መድሓኒና ክርስቶስን ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና።
Read more...
መልእኽቲ በዓል ልደት-ክርስቶስ ካብ ኤርትራውያን ነበርቲ ሃገረ-ግብጺዓመታዊ ክብረ በዓል ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ገብርኤል ብዓቢይ ድምቀት ተኸቢሩኣብ ከተማ ኒው ዮርክ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝርከብ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ገብርኤል ሊቀ መላእክት ዓመታዊ ክብረ በዓሉ ብዕለት 12-27-2008 ኣ.ፈ (18 ታሕሳስ 2001 ዓ.ም.ግ) ብዓቢይ ድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። |
||
|
||
|
|
||
| Page 1 of 10 |